ብኻልኦት ሰባት ከይትምዘን ምሒር ትፈርሕዶ?

ኣብ ነፍሲ ወከፍ ማሕበራዊ ኵነታት፡ ምሒር ርእሰ ንቝሕ ዲኻ?

ምስ ሓደስቲ ሰባት ከይትላለ ትሕረምዶ?

ከምዚኦም ዓይነታት ስምዒታት ብውሕዱ ንኣስታት ሽዱሽተ ኣዋርሕ እንተ ሰሪጾምኻ ከምኡ እውን፡ እዞም ስምዒታት ኣብ ዕለታዊ ህይወትካ ከም ኣብ ስራሕካ ወይ ቤት ትምህርትኻ ምስ ሰባት ምዝራብ – ብግቡእ ንኸይተሰላስል እንተ ደኣ ዓንቂጾምኻ – ጸገም ማሕበራዊ ሻቕሎት ኣጋጢሙካ ኣሎ ማለት እዩ።

ማሕበራዊ ሻቕሎት (ማሕበራዊ ዘይርትዓዊ ፍርሒ እውን ይበሃል እዩ)፡ ጸገም ጥዕና ኣእምሮ እዩ። ማሕበራዊ ሻቕሎት ቀጻልን ጽዑቕን ፍርሒ፡ ብኻልኦት ሰባት ከይትጥመትን ከይትምዘንን  እዩ። እዚ ዓይነት ፍርሒ ንስራሕካ፡ ትምህርትኻን ዕለታዊ ንጥፈታትካን ክጸሉ ይኽእል። ዓርከ መሓዙት ከይተጥርን ከይትዕቅብን ድማ፡ ክዕንቅጸካ ይኽእል። የግዳስ ማሕበራዊ ሻቕሎት ናብ ጥርዚ ብቕዓትካ ካብ ምብጻሕ ክዕንቅጸካ ከተፍቅደሉ ከቶ ኣይግባእን። ሕክምናዊ ክንክን ነዚ ሕማም ኣብ ምውጋድ ክሕግዘካ ይኽእል እዩ። 

ማሕበራዊ ሻቕሎት እንታይ እዩ? 

ግዳይ ማሕበራዊ ሻቕሎት ምዃን እንታይ ይመስል?

ምልክታት ማሕበራዊ ፍትሒ እንታይ እዮም?

ረቛሒታት ሓደጋን ትንበያን

ሓደጋ ርእሰ ቕትለት

ምስ ጾታ ዝዛመዱ ናይ መርመራ ጕዳያት

ጠንቂ ማሕበራዊ ሻቕሎት እንታይ እዩ?

ማሕበራዊ ሻቕሎት ብኸመይ እዩ ዝፍወስ?