እቲ ልሙድ ሕክምና ጾገም ኣተኩሮ ወይ ልዑል ንጡፍነት፡ መድሃኒት፡ ባህርያዊ ለውን፡ ስነ-ልቩናዊ ምኜርን ትምህርትን ዘጠቓለለ እዩ። እዞም ዓይነታት ሕክምና፡ ንብዙሓት ምልክታት ንብዳህ ክሕግዙ ዝኜእሉ እዮም፡ እንተኟነ ግን፡ ካብቲ ጾገም ዘናግፉ ኣይኮኑን። ኣዚናይ ዓይነት ሕክምና ምስቲ ቆልዓ ይሰማማዕ፡ ምስ ሓኪም ምዝርራብ ዚድሊ እዩ። እንተኟነ ግን፡ ገለ ገል እዋን፡ እቲ ዝሰማምዖ ንምፍላጥ ግዜ ክወስድ ይኜእል ወይ ውን በብሓደ ምፍታን ኚድሊ ይኜእል እዩ። 

ኣነቓቓሕቲ መድሃኒታት (Stimulant Medications)

ኣብዚ እዋን እዚ፡ ኣነቓቓሕቲ መድሃኒታት (ንኣእምሮና ዘነቓቕሑ) ንጾገም ኣተኩሮ ወይ ልዑል ንጡፍነት ንምእላይ ዝእዘዙ ልሙዳት መድሃኒታት እዮም። እዞም መድሃኒታት ንቀመማት ሓንጎልና ሃይልን ምርርጋእን ብምፍጣር ንመትናዊ ዋህዮታት (Neurotransmitters) ዝሕግዙ እዮም። እዞም መድሃኒታት ነቲ ጾገም ኣተኩሮ ወይ ምስትውዓልን ልዑል ንጡፍነት ወይ ዋዕን ንክመሓዚሜ ይህግዙ። ሓደ ሓደ እዋን፡ እቲ ለውጢ ኣብ ሓጺር እዋን ክርአ ይኜእል እዩ። 

ንኣብነት፡

ኣምፈተማይንስ (Amphetamines)፡ እዞም ኣምፈተማይንስ ዝበሃሉ ዝተፈላለዩ መድሃኒታት እዮም። ገለ ካብኊም ንምጥቃስ፡ ደክሰድሪን (Dexedrine), ኣደሮል ኀክስ ኣር ወይ ሚዳይስ (Adderall XR, Mydayis) ወይ ቫይቫንስ (Vyvanse) ዚጠቓልሉ።

ሚታይልፍኒደይትስ (Methylphenidates)፡ እዞም ኣምፈተማይንስ ዝበሃሉ ዝተፈላለዩ መድሃኒታት እዮም። ገለ ኹም ኣብነት ንምጥቃስ፡ ኮን቞ርታ(Concerta) ሪታሊን (Ritalin)  ወይ ፎካሊን (Focalin) ዚጠቓልል።

እዞም ኣነቓቓሕቲ መድሃኒታት፡ ኣብ ሓጺር እዋን ዝሰርሑን (short-acting) ኣብ ነውሕ እዋን ንኜሰርሑን (long-acting) ተኾፋፊሎም ይዳለዉ። በዚ መጠን ድማ፡ እቲ ልክዕ ዓቐን ናይቲ መድሃኒት (dose)፡ ካብ ቆልዓ ናብ ቆልዓ ይፈላለ እዩ። ስለ ዝኟነ ድማ፡ እታ ልክዕ ዓቐን ንምርካብ፡ ግዜ ክወስድ ይኜእል እዩ። ብትወሳኺ፡ እቲ ቆልዓ፡ ካብቲ መድሃኒት ዝተበገሰ ኣሉታዊ ጎድንታት እንድሕር ኣርእዩ፡ ምስ ሓኪም ብምዝርራብ፡ እቲ ዓቐን ናይቲ መድሃኒት ክስተኻኞል እለዋ። ቅድሚ እቲ መድሃኒት ንውላድካ ምሃብካ ወይ ንባዕልኻ ቅድሚ ምውሳድካ፡ ምስ ሓኪም፡ ግዜ ወሲድካ ብዛዕባ ጥቕሙን ኣሉታዊ ጎድንታቱን ተዘራርብ። ብዝተኻእለ መጠን፡ ኣቐዲምካ ንሓኪምካ እንታይ ክትሓቶ/ታ ኚምትደሊ ኣዳሊኻ ወይ ሓሲብካ ኺድ።

ኣነቓቓሕቲ መድሃኒታትን ጎድናዊ ሳዕቀናቶምን

ገለ መጜናዕትታት ኚምዝሕብርዋ፡ ንጾገም ኣተኩሮ ወይ ልዑል ንጡፍነት እንጥቀመሎም ኣነቓቓሕቲ መድሃኒታት፡ ሓደገኛነት ጞገማት ልብን ካልእ ጞገማት ኣእምሮን ክውስኜ ይኜእል እዩ። 

  • ጾገም ልቢ፡ እዞም ኣነቓቓሕቲ መድሃኒታት፡ ጞቕጢ ደም ወይ ህርመት ልቢ ክውስኹ ይኜእሉ እዮም። እንተኟነ ግን፡ በዚ ዝሰዓበ ወይ ክስዕብ ዝኜእል ኚቢድ ጾገም ወይ ሞት ግን ኣይተሚጋገጞን። ወላድካ ቅድሚ እዚ መድሃኒት ምጅማሩ፡ ሓኪም፡ ጞገማት ልቢ ወይ ጞቕጢ ደም ንኾይህሉ መርመራ ኚካይድ ኣለዋ። እዚ መርመራ፡ ኣብቲ ቆልዓ ክህሉ ዝኜእል ጾገም ጥራሕ ዘይኮነ፡ ካብ ወለዲ ክውሚስ ዝኜእል ጞገማት ልቢ ወይ ጞቕጢ ደም ኹይህሉ ውን፡ ታሪኜ ጥዕና እታ ስድራቀት ክሓትት ኣለዎ። ብተወሳኺ፡ እቲ ቆልዓ እዚ መድሃኒት ክወስድ ምስ ጀመሚ፡ ጥቡቕ ምክትታል ክግበሩ ኣለዋ።
  • ጞገማት ስነ-ኣእምሮ፡ እዞም ኣነቓቓሕቲ መድሃኒታት፡ ሳሕቲ ጠባይ ኣብ ምርቃቕ ወይ ኚበድቲ ጞገማት ኣእምሮ (Psychotic or manic symptoms) ኚርእዩ ይኜእሉ እዮም። ኹምዚ ዓይነት ተርእዮታት እንተተዓዚብካ፡ ብህጹጜ ንሓኪም ሓብር። 

ተወሰኜቲ ሓገዝቲ ክኟኑ ዝኜእሉ መድሃኒታት

ካልኡት መድሃኒታት ኣብ ምቅላል ጞገማት ኣተኩሮ ወይ ልዑል ንጡፍነት ጜቡቕ ውጜኢት ዘርኣዩ፡ 

  • ስትራተራ (Strattera)
  • ጾሹ ትካዘ መድሃኒኣታት። ንኣብነት ዝተፈላለዩ መድሃኒታት ቡፕሚፕዮን (bupropion)። ገለ ንምጥቃስ፡ ወልበትሪን (Wellbutrin SR or XL)።
  • ኢንቱኒቭ (Intuniv)
  • ክሎኒዲን (Clonidine)

ሓደገኛነት ነብሰ ቕትለት

ዋላኳ ብመጜናዕትታት ዝተሹጋገጾ ተዘይ ኮነ፡ ንዘይኣነቓቓሕቲ መድሃኒታት ወይ ጾሹ-ትካዘ መድሃኒታትን ዝወስዱ ቆልዑን ኮተ቎ን ገለ ወሰኜ ኣብ ሓሳባት ነብሰቕትለት ዚርእዩ እዮም። ሓሳባት ነብሰቕትለት ወይ ምልክታት ትካዘን ተመሳሰልቲ ጞገማትን እንተኣስተባሂልኩም፡ ብቕልጡፍ ንሓኪም ናይ ውላድኩም ተወኚሱ። 

ብጥንቃቐ መድሃኒታት ምሃብ

ብሓኪም ዝተኣዘዘ ቅኑዕ ዓቐን መድሃኒት ውላድካ ኚምዝወስድ ክተገብር ይግባእ። ብዛዕባ ኣሉታዊ ጎድንታት ናይዞም መድሃኒታት ጾገም ኣተኩሮ ወይ ልዑል ንጡፍነት ብዙሓት ስድራቀታት ደቆም ወልፉ ኚዚጥርዩ ይስኚፉ’ኳ እንተኟኑ፡ ብሓኪም ዝኣዘዞ ዓቐን ምውሳድ፡ ውሑስ ኚምዝኟነ እዩ ዝግለጜ። ውላድኩም ብቐጻሊ ምስ ሓኪም ብምርኻብ፡ ቅኑዕ ዓቐን ይወስድ ኣሎን ዹለን ንምርግጋጜ ወይ ምትዕርራይ ንምግባር ጻዕርታት ክካዚድ ኣለዋ። 

እንተኟነ ግን፡ ገለ ገለ እዋን ቆልዑን ኮተ቎ን ነዚ መድሃኒት ብዘይግቡእ ክጥቀምሉ ይሚኣዩ እዮም። ስለ ዝኟነ ድማ፡ ኣብ ሓደጋ ክኣትው ስለ ዝኜእሉ፡ እቲ መድሃኒት ኩሉ ግዜ ኣብ ውሑስ ቊታ ብምቕማጥን፡ እቲ ቆልዓ እቲ ዝግብኊ ዓቐን ይወስድ ኹምዘሎ ምርግጋጜን ኣገዳሲ እዩ። 

  • ብጥንቃቐ መድሃኒት ምሃብ፡ ቆልዑን ኮተ቎ን ባዕሎም መድሃኒት ክወስዱ ሓላፍነት ክወሃቩም ዚብሉን። ብኣልያ ወይ ቁጜጜር ናይ ወለዲ ጥራሕ ክወሃብ ኣለዋ። 
  • ኣብ ገዛ፡ እቲ መድሃኒት ቆልዓ ኣብ ክሚኜቊ ዘይክእል ዕጹው መቐመጢ ክቕመጥ ኣለዋ። ካብ ዓቐን ንላዕሊ መድሃኒት ብሓንሳብ ምውሳድ ናብ ሓደጋ ኚአቱን ማዕሹ ሞት ኚብጜሕ  ስለ ዝኜእል፡ ኩሉ ግዜ ኣብ ውሑስ ቊታ ክቕመጥ ኣለዋ። 
  • ቆልዓ፡ መድሃኒት ሒዚ ናብ ቀት ትምህርቲ ክኞይድ ዚብሉን። ውላድኩም፡ ኣብ ዝተፈላለዹ ሰዓታት ወይ ኣብ እዋን ትምህርቲ ዝወስዶ መድሃኒት እንተኣለዋ፡ ባዕሉ ነቲ መድሃኒት ክወስዶ ኣይግባእን። ወለዲ ወይ ኣለይቲ ናይቲ ቆልዓ፡ ብኣካል ናብ ነርስ ወይ ሓኪም ናይቲ ውላድኩም ዝመሃሹሉ ቀት ትምህርቲ ክወሃብ ኣለዋ።

ኣብ ገዛን ቅዲ ሂወት ክግበሩ ዝኜእሉ ነገራትን

ጾገም ኣተኩሮ ወይ ልዑል ንጡፍነት ዝተሓላለኾን ፍሉይን ጾገም ኹም ሙዃኑ መጠን፡ ንኹሉ ቆልዓ ዝኾውን ፍታሕ ክፍጠር ኚቢድ እዩ። ስለ ዝኟነ ድማ፡ እዞም ዝስዕቡ ምኜርታት ንኚባቢ ናይቲ ቆልዓ ንምምሕያሜን ዕውት ዝኟነ ሂወት ንኜህልዋ ክሕግዙና ይኜእሉ እዮም። 

ኣብ ገዛ

  • ንውላድካ ብዙሕ ፍቕርን ሓልዮትን ለጊሰሉ። ቆልዑ ክዓብዩ ኚለው፡ ብኣካላዊ ይኹን ስነ-ኣእምሮኣዊን ስሚዒታውን ተነቀፍቲ ስለ ዝኟኑ፡ ብዙሕ ክንክንን እዮም ዝደልዩ። ስለዚ፡ ብዙሕ ፍቕርን ሞሳን ዚድልዮም እዩ። ጌጋ ኣብ ዝፍጜምሉ ወይ ጜቡቕ ስራሕ ኣብዘይሰርሕሉ እዋን፡ ነቲ ኣሉታዊ ሞነኻት ናይ ጠባዮም ኣተኩርካ ጥራሕ ምንቃፍ ንነብሰ ተኣማማነቶም ሃሳይ ክኾውን ይኜእል እዩ።  ፍቕሪ ብቃላት ጥራሕ ዘይኮነ፡ ብግብሪ ውን፡ ንኣብነት፡ ፍሜኜታ ብምልጋስ፡ ኣገናዕ ኢልካ መንኩብ ምጥፍጣፍ ወይ ፍቕሪ ዘለዋ ሕቑፊ ክግለጜ ይኚኣል። ብተገዳስነት፡ ንውላድካ ብቐጻሊ ክተመጉሶን ክተተባብዖን ትኜእለሉ መገዲ ፍጠር። 
  • ልዑል ንያት ንኜህልዋ ጾዓር (improve self-esteem)። መብዝሓትኊም ብጞገም ኣተኩሮ ወይ ልዑል ንጡፍነት ዝሜገሩ ቆልዑ፡ ኣብ ናይ ስእሊ ወይ ኣርት ስሚሓት፡ ሙዚቃ፡ ሳዕሲዒት ወይ ጂዶ/ካራተ ጜቡቕ እዮም ዝስግሙ። በቲ ናቶም ድሌትን ክእለትን ተምርኩስካ፡ ንዐኩም ክሰማማዕ ዝኜእል ንጥፈታት ኣሳትፎም። ብዓቕሞም ዝኟነ፡ በብንእሜተይ ጜቡቕ ዓወታት ኚመዝግቡ እንተ ኺኢሎም፡ እዚ ነቲ ናቶም ነብሰ ተኣማማነትን ንያትን ክብ ኚብሎ ይኜእል እዩ። 
  • ሓበሬታት ወይ ትእዛዝ ኣብ እትህበሉ፡ ቅልል ዝበሉ ቃላት ብምጥቃም ክትገልጞሎምን ክተርእዮምን ፈትን። ብትሑት ድምጺ ቀስ ኢልካ፡ ዝጭበጥ ንጹር ቃላት ተጠቐም። እቲ ሓበሬታ ወይ ክገብርዋ ዘለዋም ነገራት፡ በብሓደ ሓብሮም። ብሓንሳብ ምዱርጓሕ ጭንቀትን ምርባሜን ክፈጥሚሎም ስለ ዝኜእል ብዘይ ምህዋኜ ሓብሮም። ዝኟነ ሓበሬታ ኣብ እትህበሉ እዋን፡ ብዘይ ምፍራሕ ዓይኒ ዓይኖም እንዳ ጠመትካ በብሓደ ንገሮም። ብተወሳኺ፡ ይርድኡኻ ኣለውን ዚለውን፡ ኣብ መንጎ ዕሚፍቲ እንዳወሰድካ ተወኚሶምን ንኜሓቱኻ ኣተባብዓዮምን። 
  • ዘሾግርዋም ኩነታት ኣስተብህልን ኣለልልን። ነቲ ቆልዓ ክኞብዶ ዝኜእል ነገራት፡ ንኣብነት፡ ንነውሕ ሰዓታት ኮፍ ምባል፡ ናብ ዱንኳን ወይ ዕዳጋ ምኻድ፡ ነዊሕ ግዜ ክወስድ ዝኜእል ስራሕ ትምህርቲ ወይ ዕዮ ገዛ ኣስተብህልን ኣወግድን። እዞም ኹምዚኩም ንጥፈታት፡ ነቲ ቆልዓ ልዕሊ ዓቐን ክርብሜዋን ኹጹንቕዋን ስለ ዝኜእሉ እንተተወገዱ ይሓይሜ። 
  • ኣብ ትቀጜዓሉ እዋን፡ እኹል መግለጺ ዘለዋን ቁኑዕን መቕጻዕቲ ተጠቐም። ብዝተኻእለ መጠን፡ ፍትሓዊ ግን ተሪርን ሓልዮት ዘለዋ ኣቀጻጜዓ ክትጥቀም ፈትን። እዚ ንእሩምን ጜቡቑን ጠባይ ንምምዕባልን፡ ኣሉታዊ ጠባይ ንምዝሕታልን ክሕግዝ እዩ። ብተወሳኺ፡ ቆልዓ ኣብ ዝብድለሉ እዋን፡ ሕጜር ዝበሉ ናይ ግዜ ዕሚፍቲ (Timeouts) ክትጥቀም ፈትን። ንኣብነት፡ ቆልዓ ኣብ ዝርብሞሉ እዋን፡ መጻወቲኡ ዚሕዲኻ ናይ ግዜ ዕሚፍቲ እንተሂብካዮ፡ እቲ ክፍለ ግዜ ሕጜር ኢሉ፡ ግን ኚኣ ነቲ ቆልዓ ናብ ህድኣት ክመልስ ዝኜእል እኹል ግዜ ክኾውን እለዋ። እዚ መገዲ፡ ነቶም ዘዚድልዩ ሕማቕ ጠባያት ንምዝራግን ኣብ ትሕቲ ቁጜጜር ንምእታውን እዩ። ብተወሳኺ፡ ቆልዑ ናይቲ ዘርኣይዋ ጠባይ ሓላፍነት ክወስድን፡ በንጻሩ ድማ ሳዕቀናቱ ተቐቢሎም ካልእ ዝሓሾ ኣማራጺ ኹምዘሎ ክርድኡን ይሕግዝ። 
  • ዉሁድ መደብ ንምፍጣር ስራሕ። ንውላድካ ስሩዕ ዝኟነ መደብ (ንኣብነት፡ ዕዮ ኜፍሊ/ገዝ፡ ቻርትታ ምድላው፡ ንጥፈታት ትምህርቲ ምስልሳል . . . ወዘተ) ንኞውጜእን ብግቡእ መዓልታዊ ክኚታቶሎን ሓግዞ። ብተወሳኺ፡ ብጜምዋ፡ ሚበሻ ወይ ጫውጫውታ ናይ ስድራቀት ይኹን ተለቪዥን ዘይብሉ ናይ መጜንዒ ቊታ ፍለዚሉ። ዝኟነ ንዋት ትምህርቲ፡ መጜሓፍቲ፡ ክዳውንትን ካልእን ብስርዓትን ብጜፈትን ክቕመጡ ሓጉዞ። ብዘተኻእለ መጠን፡ እቲ ዝድቅስሉ ክፍሊ ወይ ጉዳይ ትምህርቲ ዘሰላስልሉ ኚባቢ፡ ብጜፈትን ብመደብን ንኜሕዝዋ ሓግዞም። 
    • ልሙድ ሰዓታት መግቢ፡ ዕሚፍትን ድቃስን ፍጠር። ብጞገም ኣተኩሮ ወይ ልዑል ንጡፍነት ዝሜገሩ ቆልዑ፡ ለውጥታት ናይ ድቃስ ሰዓትት ይኹን ጞወታ ንኜወሃሃዱ ይሜገሩ እዮም። ብዓቢ ጜሑፍ፡ ንኣብነት፡ ኣብ መንደቕ ዝስቀል ዓውደ ኣዋርሕ ብምጥቃም፡ ክገብርዋ ዘለዋም ንጥፈታትን ስራሕ ገዛን ሓበሬታ ሃቊም። ብዝተኻእለ መጠን፡ ካብቲ ቅድሚ ሕጂ ዝተመደበ ለውጢ እንተሃልዩ፡ እንተኟነ፡ ለውጢ ምግባር ኣወግድ፡ ተዘይ ኮነ ግን እንተወሓደ፡ ኣቐዲምካ ብዛዕባ እቲ ለውጢ ሓብሮም። 
    • ማሕበራዊ ዝምድናታት ንኜእልዋም ኣተባብዓዮም። ማሕበራዊ ዝምድናታቶምን ምስ ካልኊት ሰባት ዘለዎም ርክባት ንምምሕያሜ፡ ባዕልኻ ኹም ሞዮል ኣርእዮም። ክእለት ኣዘራርባ፡ ስሚዒታቶም ክቆጻጞሩ ትምህርቲ ሃቊም። ምስ ዓርኹ -መሓዛ ግሩም ዝኟነ ርክባት ኣብዝፈጥሩሉ፡ ኣመጉሶም። 
    • ጥዕና ዘለዎ ቅዲ ሂወት ኚማዕብሉ ሓግዞም። ብግቡእ ኹዕርፉ ኹምዘለዋም ግበር። ብዘይ መጠን ድኻም ነቶም ምልክታት ጾገም ኣተኩሮ ወይ ልዑል ንጡፍነት ዚጋድድዋም እዮም። ስለዚ ልዕሊ ዓቐን ኚይደኜሙ፡ ንኣብነት፡ ተለቪዢን ክርእዩ ወይ ክዕልሉ ምምሳይ፡ ጞወታ ምብዛሕ፡ ሓግዞም። ብተወሳኺ፡ ዝተመጣጠነ ንዕቀት ኣካላቶምን ሓንጎሎምን ክሕግዝ ዝኜእል መግቢ ክምገቡ ኣለዋም። ምንቅስቓስ ኣካላት ውን ዝተፈላለይ ጥቕምታት ስለ ዘለዋ፡ ስሩዕ ዝኟነ ምንቅስቓስ ክገብሩ ሓግዞም።

ኣብ ትምህርቲ

ብዛዕባ ጞገማት ኣተኩሮን ልዑል ንጡፍነትን፡ ብዝተኻእለካ እኹል ዝኟነ ፍልጠ ክተኻዕብት ፈትን። ካባኻ ንላዕሊ ንውላድካ ክጣበቐሉን ሓገዛት ሃሰው ክበለሉ ዝኜእልን ሰብ ዚለን። ስለ ዝኟነ ድማ፡ ንውላድካ ንምሕጋዝን ዕውት ንምግባርን ኣብ ኚባቢኻ እንታይ ዕድላት ኣለሊ። 

  1. ኣብ ቀት ትምህርቱ ዘለው ፕሮግራማት ሕተት። ንኣብነት ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ፡ ቀት ትምህርታት፡ ንጾገም (ስንክልና ኣካላት ይኹን ጾገም ኣእምሮ) ዘለዋ ቆልዓ ንምሕጋዝ፡ ብሕጊ ናይ ሓገዝ ፕሮግራማት ክህልወን ይግደዳ እዚን። ስለዚ፡ ንውላድካ ክሕግዝዋ ዝኜእሉ እንታይ ዓይነት መድባት ኹምዘለው ኣብ ቀት ትምህርቱ ብምኻድ ሕተት። ብተወሳኺ፡ ካብ ሃገር ናብ ሃገር ዝፈላለ ኳ እንተኟነ፡ ኹምዚ ዓይነት ጾገም ዘለዋም ቆልዑ ንተወሳኺ ሓገዛት ክበቕዑ ይኹእሉ እዮም። ንኣብነት፡ ኣብ ሕ.መ.ኣ ብመንግስታዊ ሕጊ ብዝወጞ መሰሚት፡ ዓንቀጜ 504 (1973)፡ ኹም ስንክልና ክቑጾር ዝኜእል ስንክልና እንተለዋም፡ ተወሳኺ ሓገዝ ክግበሮሎም ዚገድድ። እዚ ተወሳኺ ሓገዝ፡ ካሪክለም ናይ ቀትምህርቶም ንዐኩም ብዝሰማማዕ ክስተካኞል፡ ኣቀማምጣ ናይ ቀት ትምህርቲ ክፍሊ ምትዕርራይ ምግባር፡ ዝተፈላለዩ ንዐኩም ዝሰማማዕ ቅዲ ኣመሃህራ ተክኒካት ምድላው፡ ኣጞናንዓ ክእለት ምምሃር፡ ኣጠቓቕማ ወይ ምጥቃም ኮምፒተርን ዝሓሾ ምትሕብባር ኣብ መንጎ ወለድን መምህራንን ይሓትት። ስለዚ፡ ነቲ ኣብቲ ትነብሚሉ ዓዲ ዘሎ ሕግን ሓገዛትን ብምምልላይ ንውላድካ ሓገዝ ኣበርክተሉ። 
  2. ንመምህራን ውላድካ ኣዘራርቊም። ምስ መምህራን ውላድካ ጥቡቕ ዝኟነ ዝምድና ክህልወካ ፈትን። ብዝተኻእለ መጠን ብቐጻሊ ምስቶም መምህራን ብምዝርራብ፡ ንውላድካ ኣብ ክላስ ወይ ቀት ትምህርቲ ንኜሕግዝዋ ሓግዞም። እቶም መምሃራን ብጥንቃቐ ንጥፈታት ውላድካ ኣብ ካልስን ቀት ትምህርትን ክኚታተሉ፡ ኣወንታዊን ኣተባባዕን ነቐፌታት ክህቡ፡ ብዝተኻእለ መጠን ብዓቕልን ተዓጻጻፍነትን ክሕግዝዎ ተላዘብ። ብተወሳኺ፡ ነቲ ውላድካ ዝህብዋ ዕዮ ክፍሊ ይኹን ዕዮ ግዛ፡ ንጹርን ዘይተሓላለኾ መምርሒታት ዘለዋ ኜኞውንን ሕተቶም።