ዝርገሐ ነብሰ-ቕትለት ኣብ ሕ.መ.ኣ

ናይ ነብሰ-ቕትለት ክፍጽም ዝሓስብ ወይ ዝደሊ ዘሎ ሰብ ሓበርቲ ምልክታት

ተወሰኽቲ ምልክታት ክነስተባህለሎም ዘለና

ንነብሱ ከጥፍእ ዝሓስብ ዘሎ ሰብ ንምሕጋዝ ክትገብሮም ዝግብኣካ ነገራት

ኣጋደድቲ ረቛሒታት ነብሰ-ቕትለት

ሓሳባት ወይ ፈተነ ነብሰ-ቕትለት ምስ ሕማም ስኪዞፍረንያ (Schizophrenia disorder) እንታይ ምትትእስሳር ኣለዎ?

ብስኪዞፍረንያ ዝሓመመ ሰብ ንምሕጋዝ ክነስተባህለሎም ዘለና ነገራት

መሕትት ሓሳባትን መደባትን ነብሰ ቕትለት (ባዕልና ንነብስና ክንመልኦ ዘለና)

መሕትት ሓሳባትን መደባትን ነብሰ ቕትለት (ብኣለይቲ፡ ወለዲ፡ መቕርብ ክምላእ ዘለዋ)

ህጹጽ ስነ ኣእምሮኣዊ ሓገዝ ምስዘድልዪኩም/ክን ኣብ ከባቢኹም ወይ ከባቢኽን ንዝርከብ ናይ ህጹጽ ሕክምና ረዲኤት ኣግልግሎት ክትውከሱ/ሳ ብትሕትና ንሕብር።