ቅዛነት (Depression)

ቅዛነት እንታይ እዩ? (What is Depression?)

ቅዛነት (ዝዓበየ ኣዛሕታሊ ጸገም) ልሙድን ሓደገኛን ብሕክምና ዝፍለጥ ሕማም ኰይኑ፡ ንስምዒትና፡ ኣተሓሳስባናን ተግባርናን ብኣሉታ ይጸሉ። ዋላ’ኳ ከቢጽ ጸገም እንተኾነ፡ ብሕክምና ግን ክፍወስ ዝኽእል እዩ። ቅዛነት ስምዒት ጓሂ የስዕብ። ኣብ እቲ ቅድሚ ሕጂ ዝምስጠካ ዝነበረ ንጥፈታት ተገዳስነት ከም እተጥፍእ እውን ይገብረካ። ንብርክት ዝበሉ ስምዒታውን ኣካላውን ጸገማት የቃልዓካ። ኣብ ስራሕካ ኰነ ኣብ ገዛኻ ኣ

ምልክታት ቅዛነት እንታይ ይመስሉ?

ቅዛነት ካብ ጓሂ ወይ ሓዘን ብኸመይ ይፍለ?

ሓደ ሰብ ግዳይ ቅዛነት ምዃኑ ብኸመይ ክፈልጥ እኽእል?

ግዳይ ቅዛነት ክኸውን ንዝኽእል ሰብ ብኸመይ ክቐርቦ ይግባእ?

ኣብ ቅዛነት ዘሎ ሰብ ብኸመይ ሓገዝ ከበርክተሉ ይኽእል?

እንታይ እዩ እቲ ዘይሕግዝ?

ምስቲ ሰብ ንኽዛረብ ጸገማት እንተ ኣጋጠሙኒኸ?

ነቲ ሰብ ሞያዊ ሓገዝ ንኽረክብ ከተባብዖዶ ኣለኒ?

ወዮ ሰብ ሓገዝ እንተ ዘይደለየኸ?

ኣብ ልዕሊ እቲ ሰብ ወይ ካልኦት ሓደጋ እንተ ኣንጠጥዩኸ?

መርመራ ስነ ኣእምሮኣዊ ትካዘ (General Depression Test)

እዞም ኣብ ላዕሊ ተጠቒሱ ዘሎ መሕትት፡ ንኩነታት ስነ-ኣእምሮና ንምግምጋም ዝሕግዘና መለኪዒ እዮ። በዚ ውጺኢት ተመርኩስና ድማ ኩነታት ጥዕናና ኣብ ከመይ ኩነታት ከምዝርከብ ገሚትና: ብኣግኡ ጉዳይ ኣእምሮና ክንከታተል ክሕግዘና ይኽእል እዩ። ብኣግኡ ጉዳይ ኣእምሮና ክንከታተል ክሕግዘና ይኽእል እዩ። እንተኾነ ግን ናይ ገዛእ ርእሱ ዝኸኣለ መፍቲሒ ወይ ውን ከምዘለዎ ብዘይ ናይ ኪኢላ ስነ-ኣእምሮ መርመራን ምኽርን ክንጥቀመሉ ኣይኮነን ተዳልዩ።

ተወሰኽቲ ኣርእስትታት. . .

ሓሳባትን ፈተነን ነብሰ-ቕትለት

ኣጠንቀቕቲ ረቛሒታት ነብሰ ቕትለት እንታይ ይመስሉ (Warning Signs of Suicide)?

ንነብሱ ከጥፍእ ዝሓስብ ዘሎ ሰብ ንምሕጋዝ ክትገብሮም ዝግብኣካ ነገራት

ሓሳባት ወይ ፈተነ ነብሰ-ቕትለት ምስ ሕማም ስኪዞፍረንያ (Schizophrenia disorder) እንታይ ምትትእስሳር ኣለዎ?

READ MORE 

ምልክታት ትካዘ ኣብ መንእሰያት

ምልክታት ስነ-ኣእምሮኣዊ ትካዘ ኣብ መንእሰያት እንታይ ይመስሉ?

ውላድካ ብትካዘ ዝሳቐ እንተኾይኑ ብኸመይ ክትሕግዞ ትኽእል?

READ MORE 

ትካዘ ድሕረ-ሕርሲ (Postpartum Depression)

ምልክታት ድሕረ ሕርሲ ዘጋጥም ትካዘ እንታይ ይመስሉ?

ቅዛነት እንተ ኣጋጢሙካ ብኸመይ ነብስኻ ክትሕግዝ ትኽእል?

READ MORE →