እዚ ዓምዲ “ምኽሪ” ንሓበሬታን ትምህርታዊ ሓዘል ምኽርታትን ዝተሓዝአ እምበር፡ ኣብዚ ዝጸሓፉ ምኽርታት ወይ ርኢቶታት፡ ከም ናይ ሕክምናዊ ምኽሪ ወይ ኣብክንዲ ብኪኢላ ዝወሃቡ ምኽርታት፡ መርመራታት፡ ወይ ሕክምና መተካእታ ክኸውን ኣይኮነን ክውሰድ ዘለዋ። ኩሉ ግዜ፡ ናብ ሓኪምና ወይ ኪኢላ ስነ-ኣእምሮን ካልኡት ንሕቶና ክምልሱ ዝኽእሉ ክኢላታት ብምኻድ እቲ ንዓና ክኸውን ዝኽእል ኣድላይ መርመራን ሕክምናን ክንገብር ኣለና። ኣብዚ ዓምዲ፡ ዘለኩም ሕቶ ብጽሑፍ ብምስዳድ፡ ምኽሪ ክትሓቱ ትኽእሉ። ሕቶ ወይ ደብዳቤ ኣብ ትሰድሉ፡ ተስፋ-ሃውስ ነቲ ሕቶኹም ብምልኡ ወይ ገለ ክፋሉ ኣብዚ ዓምዲ ንኸውጽኦ ፍቓድ ትህቡ ከምዘለኹም ክፍለጥ ኣለዋ። እንተኾነ፡ እትሰድዋ ሕቶ ወይ ጽሑፍ፡ ናይቲ ሰዳዳይ ሽም ይኹን ካልእ መለለይ ሓበሬታት ኣይክንጥቀምን ኢና። 

ዶ/ር ያቆብ ተኪኤ፡ ላይሰንስድ ኪኢላ ስነ-ልቦና ኾይኑ፡ ወናንን ኣካያድን እዚ ተስፋ-ሃውስ ኣገልግሎት ክልኒክን ውከሳን እዩ። ብተወሳኺ፡ ዶ/ር ያቆብ ፕሮፈሰር ሳይኮሎጅን ኪኢላ ስነ-ልቦናን ኣብ ዩኒቨርስቲ ፐንሲልቨንያ፡ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ እዩ። 

ዶ/ር ያቆብ ተኪኤ፡ ላይሰንስድ ኪኢላ ስነ-ልቦና ኾይኑ፡ ወናንን ኣካያድን እዚ ተስፋ-ሃውስ ኣገልግሎት ክልኒክን ውከሳን እዩ። ብተወሳኺ፡ ዶ/ር ያቆብ ፕሮፈሰር ሳይኮሎጅን ኪኢላ ስነ-ልቦናን ኣብ ዩኒቨርስቲ ፐንሲልቨንያ፡ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ እዩ። 

Sign In

Register

Reset Password

Please enter your username or email address, you will receive a link to create a new password via email.

Tesfa-House Psychotherapy & Consulting LLC